ስልጠና ኣግልግሎት ጽሬት ሆቴል

Städ & Serviceutbildning (Tigrinja)
Hotell våningsvärd utbildning
ስልጠና ኣግልግሎት ጽሬት ሆቴል

ስልጠና ዝጅመረሉ  

ዝጅመረሉ ዕልት 
ቀዳመይቲ ሶኑይ ኣብ ንፍስ ወክፍ ወርሒ 

መወዳኧታ ዕልት ንምምልካት 

ቅድሚ ወርሒ ካብ ስልጠና ዝጅመራላ ዕልት

ኧንቕዕ ብድሓን መጽኣኩም ናብ AB Taktik Swedenን ስልጠና ኣግልግሎት ጽሬት ሆቴልን!!

ብሓገዝ ናይ ኣደ ቆንቋኻ ክትማሃር ዕድል ተጠቅም!

ኣብዚ ስልጠናዚ ኣገልግሎት ጽሬትን, ኤርጎኖሚ/ Ergonomi ሎጊ/ Logi ክምኡውን ካልኧ ዝተፍላለዩ ክትምሃር ኢኻ።ኣብ ናይ ስራሕ ቦታ praktik ማለት ተግባራዊ ብዝኾነ ክምኡውን ናይ ስራሕ ተመክሮ ክትውስድ ኢኻ።
ስልጠና ድሕሪ ምዝዛምካ ኣብ ከም ሆቴላትን ብዙሕ ጠለብ ናይ ጽሬት ዘድሊዮ መንበሪታትን ክትስርሕ ትኽእል። 

ንተወሳኺ ሓበሬታ…PDF

Ansök till utbildningen:

Du kan söka till våra utbildningar genom att fylla i ansöknings-blanketten(PDF) som du hittar via länken till nedan.
Ladda ner blanketten, fyll i den och spara den på din dator/enhet.
Skicka din ansökan och bifoga PDF-filen, till: syv@harnosand.se

– Startdatum: Första måndagen varje månad
– Ansökan: En månad före startdatum