Rusta & Matcha (Tigrinja)

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ኤቢ ታክቲክ ሽወደን!

ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ዓቕምን ድሌትን ብቕዓትን መሰረት ብምግባር ናብ ቅኑዕ መንገዲ ንመርሓካ።

ትኹረትና ድማ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ወይ ትምህርቲ ኣብ ምርካብ እዩ።

ታክቲክ ን20 ዓመታት ን1000ታት ሰባት ናብ ስራሕ ወይ ትምህርቲ ብዓወት ኣሰልጢኑ።

ምናልባት ምሉእ ናይ መባእታ ወይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ይጎድለካ፡ ወይስ ኣብ ሽወደን ሓድሽ ኢኻ? ወይ ድማ ስራሕ ከይረኽበካ ነዊሕ ግዜ ዝገበርካ ወይስ ንምጅማር ንእሽቶ ሓገዝ ጥራይ ይድልየካ ይኽውን!

 

ናባና ክትመጹ ከለኹም ብዚን ዝስዕብ ክንሕግዘኩም ኢና!

 

•ጽፉፍ ሲቪን ደብዳቤን CV / personligt brev ።

•ናይ ኣስራሕቲ ርክባት

•ምኽርታት ኣብ ሕቡእ ስራሕ

•ናይ ቃለ መሕትት ስልጠና

•መምርሒ መጽናዕቲ

•መሳጢ ኣስተምህሮታትን ብኢንተርነት ዝግበር ኣኼባታትን

 

ብደሓን መጹ!

Kontakt

Idris Saleh
idris@taktik.nu
AB Taktik Sweden
VÄXEL: 010-190 10 00  

Sundsvall - Badhusparken 1

 Hiss D – våning 8

Öppettider, Drop-in

Måndag 09:00 - 13:00
Tisdag 09:00 - 13:00
Onsdag 09:00 - 13:00
Torsdag 09:00 - 13:00
Fredag Stängt

Timrå - Terminalvägen 14

Öppettider, Drop-in

Måndag 08.30 - 12.30
Tisdag 08.30 - 12.30
Onsdag 08.30 - 12.30
Torsdag 08.30 - 12.30
Fredag Stängt

Härnösand - Storgatan 35

Öppettider, Drop-in

Måndag 08.00 - 12.00
Tisdag 08.00 - 12.00
Onsdag 08.00 - 12.00
Torsdag 08.00 - 12.00
Fredag Stängt

Örnsköldsvik -Storgatan 21 F

Öppettider, Drop-in

Måndag 08.00 - 12.00
Tisdag 08.00 - 12.00
Onsdag 08.00 - 12.00
Torsdag Stängt
Fredag 08.00 - 12.00